አዛ ኣፕ መዓልታዊ ስዓታት ናይ ስራሕካ: ዕረፍትኻን ደሞዝካን ሓሲባ ብ መዓልታዊ: ወርሓዊ ወይ ድማ ዓመታዊ ጸብጻብ መልክዕ ተቕርበልካ ከምኡውን ትዕቕበልካ። ስለዚ ብቐሊሉ ምዓልታዊ ክንደይ ሰዓት ሰሪሕካን የዕሪፍካን ከምኡውን ክንደይ ደሞዝ ከምዝመጽኣካ ብሓገዝ አዛ ኣፕ ብቐሊሉ ክትከታተል ትኽአል። This App helps you track your daily work hours, break hours and your wage. This App calculates your daily work hours, break time and your salary depending on the entries you input. You can easily check the daily, monthly and yearly reports about the hours you worked and how much youve got paid for it. አዛ ኣፕ ኣብ ቐጻሊ መስርሕን ምዕባለን ስለትርከብ ዝኾነ ጸገማት ምስዝርከባ ወይ ዝኾነ ሓሳባት ምስዝህልወኩም በዛ ኣብ ታሕቲ ትርከብ ኢሜይል ጽሓፉ።